“ሰሊም ድዩ ናይ ሕማመይ?” ” ሰናይ ኢዩ። ንስኻ ከ ከመይ ቀኒኻ?” ” ሰሊም ሰሊም።” ” ሰሊም ትግርኛ ድዩ? ወላ ኢብራይስጥ?” ” ኣቲ ናይ ሕ……ማ……ም!……. ሰሊም ዘይትግጥሚ ……በየን ኢኺ ነጢብኪ ጓለይ? ” በተን ምስ የዕሩኽተይ ንሕክየለን ትግርኛ መሸንቦባ ሰንድየላ። ” ዝተሓተትካዮ ዘይትምልስ?” ሓጺርን መግናሕትን ዝተሓወሶ መልሲ መሊሳ። ” ሰሊም ደኣ ካብ ሰ…ሊ …ም ዝብል ቃል ዝመጸContinue reading “ዕላል ኢንተርነት/ቋንቋ ከም መንነት!”
Author Archives: DYNAMIC ART PRODUCTIONS
መነጽር!
ንድምጸይ ጸሊአ ንድምጹ ኣፍቀርኩ ቃላቱ ኣምሊኸ ኣብ ትእዛዙ ነበርኩ ቀይሕ ኣርኣየኒ ምስሊ ደም ምዉታን ዋጋዩ በለኒ ዋጋ ሓራ ምዃን። ድሒረ . . . እህህታ ኣእላፋት ብድምጹ ዓብሊሉ ቀጠልያ በለኒ ንልምዓት ወኪሉ ትርኢቱ ዘይፍለጥ ሽታ ረሃጽ ኔሩ ድሕርቲ ቀጠልያ ንቐይሕ ቀዪሩ ክብሪ ከይድፈር በለኒ ኣትሪሩ። እቲ ቀጠልያ ተመልሰ . . . እቲ ቀይሕ ተመላለሰ . .Continue reading “መነጽር!”
ትርፍራፍ ዝኽሪ መገሻ፡
ቅድሚ ሓደ ወርሒ ኣቢሉ ካብ ዝቕመጠሉ ኣከባቢ 380 ኪሎ ሜተር ርሒቐ ከቕኒ ዘገድድ መገሻ ጎኒፉኒ ነበረ።ናብታ ብዙሕ ዝውረየላን ክበጽሓ መዲበ ኣራኽቦ ዝሰኣንኩላን ከተማ ።ንስፍሓትን ጽባቐን እታ ከተማ ኣብ ናይ ክልተ መዓልቲ ናይ ስራሕ መገሻ ክሽፍኖ ኣጸጋሚ እኳ እንተነበረ ምስ ገለ ኣገደስቲ ኣሕዋት ግን ክላለ በቒዐ ኔረ።መጀመርያ ርክበይ ምስ ሓደ ወዲ ኣስመራ ነበረ።መዝገብ ዝኽሩ ፈታቲሹ ብዛዕባContinue reading “ትርፍራፍ ዝኽሪ መገሻ፡”
ታተ!
ነገርክዎ ተስፋይ የእተኽዎ ኣብ ሕልመይ ኣንበርኩሉ እምነት ክኸውን ምርኩሰይ ኣብ መቓብረይ ክሰርሕ ግዝኣቱ ብውድቀተይ ክጽንብል ዓወቱ ልዕሊ ሬሳይ ክኸውን ዝፋኑ ኣንበብክዎ ክፋእ ምሕላኑ መዘንክዎ ዕንቅፋት ምዃኑ ጉድጓደይ ፍሒሩ ኣወጀለይ ቀብሪ ንመቓብረይ ዝኸውን ለኣኸኒ ፍዮሪ ምእንታይ ኣልቀሰ ብዘሕዘንዝን ቃና ንኣነ ዘኪርና ክልቴና ነባዕና ንብዓተይ ሓቢሰ የዒንተይ ብምንቋሕ ክምህሮ ወሰንኩ ከርእዮ ንጽባሕ ኣብ ሂወት ከም ህጻን እግሪContinue reading “ታተ!”
ጥበበ – ኲናት
ጸሓፊ፡- ሳን ጹ መባእታዊ ትርጉም፡- ኣስመሮም ሃይለ ምዕራፍ 5. 1. ሳን ጹ ከምዝበሎ፡ ምቁጽጻር ናይ ሓደ ዓቢ ሓይሊ ኣብ ስነ ሓሳብ፡ዳርግቅ ከምቀጽጻር ናይ ውሑዳት ሰባትዩ።እቲ ቅሩብ ፍልልይ ኣብ ምምቕቓል ናይ ቁጽሮም ጥራይዩ። 2. ኣብ ትሕቲኻ ብዝእዘዝ ዓቢ ብዝሒ ሰራዊት ምፍላም ውሑድ ሰራዊሕ ሒዝካ ካብ ምፍላም ኣይፍለን እዩ።ምልክታትን ሕላገታትን ናይ ምትእትታው ሕቶ ጥራይ እዩ። 3. ምሉእContinue reading “ጥበበ – ኲናት”
ጥበበ-ኲናት
ጸሓፊ፡- ሳን ጹ መባእታዊ ትርጉም፡- ኣስመሮም ሃይለ ምዕራፍ 4 ታክቲካዊ ምንቅስቓሳት 1.ሳን ጹ ከምዝበሎ፡ እቶም ናይ ቀደም ሓያላት ተዋጋእቲ ንነብሶም ካብ ኩሉ ተኽእሎታት ናይ ስዕረት ድሒሮም እዮም ዘቐምጥዋ። 2. ነብስና ካብ ሽንፈት ናይ ምክልኻል ዕድል ኣብ ገዛእ ኢድና እዩ ዘሎ፡ እንተኾነ ንጸላኢ ናይ ምሽናፍ ዕድልና ጸላኢና ብገዛእ ርእሱ እዩ ዝቕርበልና። 3. ወላኳ እቲ ብሉጽ ተዋጋኢContinue reading “ጥበበ-ኲናት”
ጥበበ-ኲናት
ጸሓፊ፡- ሳን ጹ መባእታዊ ትርጉም፡- ኣስመሮም ሃይለ ምዕራፍ 3 ብውሕልነት ምጥቃዕ 1. ሳን ጹ ከምዝበሎ፡ ኣብ ግብራዊ ጥበበ ኲናት፡ካብ ኩሉ ዝበለጸ ንመሬት ጸላኢኻ ብውሑድ ክሳራታት ምሉእ ብምሉእ ክትቆጻጸር ምኽኣል እዩ፡ክትድህኽን ከተዕኑን ኣዝዩ ጽቡቕ ኣይኮነን።እንተተኻኢሉ እውን ንምሉእ ናይ ጸላኢ ሰራዊት ካብ ከተዕንዎ ክትማርኾ ይምረጽ። 2. በዚ ምኽንያት ኣብ ኩሎም ውግኣት ክትዋጋእን ክትማርኽን ዝበለጸ ብልሓት ብዘይምዃኑ፡ዝበለጸ ብልሓትContinue reading “ጥበበ-ኲናት”
ጥበበ-ኲናት
ጸሓፊ፡- ሳን ጹ መባእታዊ ትርጉም፡- ኣስመሮም ሃይለ ምዕራፍ 2 ምእዋጅ ኲናት 1.ሳን ጹ ከም ዝበሎ፡ኣብ ስርሒት ናይ ኲናት፡ኣብ ባይታ ሽሕ ፈጣናት ሰረገላታት፡ብዙሓት ከበድቲ ዓረብያታትን ሚእቲ ሽሕ ዕጡቓት ወተሃደራትን ንነዊሕ ግዜ ዝኾኖም ቀረብን ወጻኢታት ኣብ ውሽጥን ወጻእን እንተላይ መዘናግዒ ነጋይሽ፡ንኣሽቱ ኣቕሑት ከም መጣበቕን ቀለምን ከምኡ እውን ኣብ ዓረብያታትን ዕጥቅን ዝወጽእ መጠን ሽሕ ኦውንስ ብሩር ኣብ መዓልቲContinue reading “ጥበበ-ኲናት”
ጥበበ ኲናት
ጸሓፊ፡- ሳን ጹ መባእታዊ ትርጉም፡- ኣስመሮም ሃይለ ምዕራፍ 1. ምቕማጥ ውጥን፡ 1.ሳን ጹ ከም ዝበሎ፡ ጥበብ ናይ ኩናት ን ሃገር ፍጹም ኣገዳስነት ኣለዎ 2. ኲናት ናይ ሞትን ህይወትን ሕቶ እዩ፡መንገዲ ናብ ውሕስነት ወይ ጥፍኣት።ብ ዝኾነ ሓይሊ ዕሽሽ ዘይበሃል ተሓታትነት እውን እዩ። 3.ኣብ ጥበብ ናይ ኲናት እምበኣር ካብ ባይታ ንዝተኣከበ ንባብ ናይቲ ኲነታት ንምውሳን ኣብ ዝድለየሉContinue reading “ጥበበ ኲናት”
ደቀንስትዮ ኣፍቀርቲ ኣብ 2019
ዝተፈላለየ መጽናዕትታት ከምዘመልክቶ ደቂ-ኣንስትዮ ክልቲኡ ክፋላት ናይ ሓንጎለን ክጥቀማሉ ከምዘኽእላ ይፍለጥ። ስለዚ ድማ ኣብ ሓደ መቓን ናይ ግዜ ኣቓልቦአን ከይጎደለ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ንኸካይዳ ኣይእግመንን። እዚ ጽቡቕ ወገኑ ክኸውን እንከሎ፣ እዚ ብቕዓተን እዚ ድማ ብተመሳሳሊ ጠባየን፣ ድልየተን፣ ስምዒታተን ክትርድኦ ከቢድ ይገብር። ብፍላይ ኣብ ጾታዊ-ፍቕሪ ንወዲ-ተባዓታይ ዝፈጥራሉ ሽግር ምስእዚ ዝጠቐስኩዎ ዝተኣሳሰር እዩ። ኣብዛ ክትዛዘም ክልተ ኣዋርሕ ተሪፍዋContinue reading “ደቀንስትዮ ኣፍቀርቲ ኣብ 2019”
