ጥበበ – ኲናት

ጸሓፊ፡- ሳን ጹ መባእታዊ ትርጉም፡- ኣስመሮም ሃይለ ምዕራፍ 5. 1. ሳን ጹ ከምዝበሎ፡ ምቁጽጻር ናይ ሓደ ዓቢ ሓይሊ ኣብ ስነ ሓሳብ፡ዳርግቅ ከምቀጽጻር ናይ ውሑዳት ሰባትዩ።እቲ ቅሩብ ፍልልይ ኣብ ምምቕቓል ናይ ቁጽሮም ጥራይዩ። 2. ኣብ ትሕቲኻ ብዝእዘዝ ዓቢ ብዝሒ ሰራዊት ምፍላም ውሑድ ሰራዊሕ ሒዝካ ካብ ምፍላም ኣይፍለን እዩ።ምልክታትን ሕላገታትን ናይ ምትእትታው ሕቶ ጥራይ እዩ። 3. ምሉእContinue reading “ጥበበ – ኲናት”

ጥበበ-ኲናት

ጸሓፊ፡- ሳን ጹ መባእታዊ ትርጉም፡- ኣስመሮም ሃይለ ምዕራፍ 4 ታክቲካዊ ምንቅስቓሳት 1.ሳን ጹ ከምዝበሎ፡ እቶም ናይ ቀደም ሓያላት ተዋጋእቲ ንነብሶም ካብ ኩሉ ተኽእሎታት ናይ ስዕረት ድሒሮም እዮም ዘቐምጥዋ። 2. ነብስና ካብ ሽንፈት ናይ ምክልኻል ዕድል ኣብ ገዛእ ኢድና እዩ ዘሎ፡ እንተኾነ ንጸላኢ ናይ ምሽናፍ ዕድልና ጸላኢና ብገዛእ ርእሱ እዩ ዝቕርበልና። 3. ወላኳ እቲ ብሉጽ ተዋጋኢContinue reading “ጥበበ-ኲናት”

ጥበበ-ኲናት

ጸሓፊ፡- ሳን ጹ መባእታዊ ትርጉም፡- ኣስመሮም ሃይለ ምዕራፍ 3 ብውሕልነት ምጥቃዕ 1. ሳን ጹ ከምዝበሎ፡ ኣብ ግብራዊ ጥበበ ኲናት፡ካብ ኩሉ ዝበለጸ ንመሬት ጸላኢኻ ብውሑድ ክሳራታት ምሉእ ብምሉእ ክትቆጻጸር ምኽኣል እዩ፡ክትድህኽን ከተዕኑን ኣዝዩ ጽቡቕ ኣይኮነን።እንተተኻኢሉ እውን ንምሉእ ናይ ጸላኢ ሰራዊት ካብ ከተዕንዎ ክትማርኾ ይምረጽ። 2. በዚ ምኽንያት ኣብ ኩሎም ውግኣት ክትዋጋእን ክትማርኽን ዝበለጸ ብልሓት ብዘይምዃኑ፡ዝበለጸ ብልሓትContinue reading “ጥበበ-ኲናት”

ጥበበ-ኲናት

ጸሓፊ፡- ሳን ጹ መባእታዊ ትርጉም፡- ኣስመሮም ሃይለ ምዕራፍ 2 ምእዋጅ ኲናት 1.ሳን ጹ ከም ዝበሎ፡ኣብ ስርሒት ናይ ኲናት፡ኣብ ባይታ ሽሕ ፈጣናት ሰረገላታት፡ብዙሓት ከበድቲ ዓረብያታትን ሚእቲ ሽሕ ዕጡቓት ወተሃደራትን ንነዊሕ ግዜ ዝኾኖም ቀረብን ወጻኢታት ኣብ ውሽጥን ወጻእን እንተላይ መዘናግዒ ነጋይሽ፡ንኣሽቱ ኣቕሑት ከም መጣበቕን ቀለምን ከምኡ እውን ኣብ ዓረብያታትን ዕጥቅን ዝወጽእ መጠን ሽሕ ኦውንስ ብሩር ኣብ መዓልቲContinue reading “ጥበበ-ኲናት”

ጥበበ ኲናት

ጸሓፊ፡- ሳን ጹ መባእታዊ ትርጉም፡- ኣስመሮም ሃይለ ምዕራፍ 1. ምቕማጥ ውጥን፡ 1.ሳን ጹ ከም ዝበሎ፡ ጥበብ ናይ ኩናት ን ሃገር ፍጹም ኣገዳስነት ኣለዎ 2. ኲናት ናይ ሞትን ህይወትን ሕቶ እዩ፡መንገዲ ናብ ውሕስነት ወይ ጥፍኣት።ብ ዝኾነ ሓይሊ ዕሽሽ ዘይበሃል ተሓታትነት እውን እዩ። 3.ኣብ ጥበብ ናይ ኲናት እምበኣር ካብ ባይታ ንዝተኣከበ ንባብ ናይቲ ኲነታት ንምውሳን ኣብ ዝድለየሉContinue reading “ጥበበ ኲናት”

ደቀንስትዮ ኣፍቀርቲ ኣብ 2019

ዝተፈላለየ መጽናዕትታት ከምዘመልክቶ ደቂ-ኣንስትዮ ክልቲኡ ክፋላት ናይ ሓንጎለን ክጥቀማሉ ከምዘኽእላ ይፍለጥ። ስለዚ ድማ ኣብ ሓደ መቓን ናይ ግዜ ኣቓልቦአን ከይጎደለ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ንኸካይዳ ኣይእግመንን። እዚ ጽቡቕ ወገኑ ክኸውን እንከሎ፣ እዚ ብቕዓተን እዚ ድማ ብተመሳሳሊ ጠባየን፣ ድልየተን፣ ስምዒታተን ክትርድኦ ከቢድ ይገብር። ብፍላይ ኣብ ጾታዊ-ፍቕሪ ንወዲ-ተባዓታይ ዝፈጥራሉ ሽግር ምስእዚ ዝጠቐስኩዎ ዝተኣሳሰር እዩ። ኣብዛ ክትዛዘም ክልተ ኣዋርሕ ተሪፍዋContinue reading “ደቀንስትዮ ኣፍቀርቲ ኣብ 2019”

ዓውለማ (Globalaization)ጥቕሙ ዶ ጉድኣቱ???????

ለበዳ ኢቦላ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዘስፍሕፍሓሉ ዝነበረ እዋን ኢዩ። ማዕከናት ዜና ሰበር ዜናታት ኢቦላ ከቃልሓ፣ ሃገራት ድማ መራኸቢ ዶባተን ክርክግጣን መወሸቢ ማእከላት ከዳልዋ ሸበድበድ ዝብላሉ ዘነበራ እዋን ። መዳውብቲ ተን ኢቦላ ዝተራእየለን እንተ ተሻቐላ ደለ ምኾነ። ስግር ባሕሪ ኣሽሓት ኪሎ ሜተታራት ርሒቐን ዝርከባ ሃገራት ግን ክሳብ ክንድኡ ምሽቓለን ክርድኣኒ ኣይከኣለን። ኢንተርነት ኣተየ ገጻት ፈይስቡከይ ክገናጽልContinue reading “ዓውለማ (Globalaization)ጥቕሙ ዶ ጉድኣቱ???????”

ዕላል ኢንተርነት/ዴሞክራሲ

@Hani Ahmed” ሰላም ከመይ ቀኒኻ?” ” ክቡር ብጻይ ኣለኻ’ዶ?” ” ናይ ደሓን ዲኻ?”ካብ ሰዓት ቆጸራይ ቁሩብ ድንጉይ ኢለ ኢየ ኣብ መስመር ኣትየ። እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ መልእኽታት ምስ ጸንሓኒ ድማ ተቐላጢፈ ይቕሬታ ሓቲተ። ” ይቕሬታ ክብርቲ መሓዛ። ንኡሽተይ ስራሕ ሒዘስ ከይተረድኣኒ ግዜ ተዓዚሩ። ብዝኾነ ከመይ ቀኒኺ ንስኺ’ ከ?”” ሰዓት ኣብ ምኽባር ኣይትዝሓለኒ ኢኻ። ኩሉ ግርምContinue reading “ዕላል ኢንተርነት/ዴሞክራሲ”

ዕላል ኢንተርነት፡ምምህርናን ስርዓተ ትምህርትን፡

@ Hani Ahmed ምስታ ሓዳሽ ናይ ኢንተርነት መሓዛይ መዓልቲ ቆጸራ ክኣኽለለይ ከም ጥንስቲ መዓልታት ክጽብጽብ ቀንየ። ሰዓት ቆጸራይ ደበኽ ምስ በለ ተቐዳዲመ ኢየ ናብ ኢንተርነት ካፈ ኣምሪሐ። ” መምህር ከመይ ቀኒኺ??” ኮፍ ከይበልኩ ኢየ ጽሒፈላ። ” ሰላም ተማሃራይ ። ” ” ይቐሬታ ………. ይቕሬታ ጀነራል ዝብል ኣፍ ኢዩ። ሰላም ቀንየ። ከመይ ብወገንካ?” ” ኩሉ ሰናይContinue reading “ዕላል ኢንተርነት፡ምምህርናን ስርዓተ ትምህርትን፡”

Design a site like this with WordPress.com
Get started