ኣብ ዓለም ካብ ዝፍጸሙ ገበናት, ዝበዝሕ ግዜ፡ ብደቂ ተባዕትዮ ከም ዝፍጸሙ እዩ፡ ሕሉፍ ጸብጻባት ገበን ዝሕብሩ፡ እዚ ክበሃል እንከሎ ግና ብደቂ ኣንስትዮ ዝፍጸም ገበናት የለን ማለት ኣይኮነን። እኳ ድኣ ብዙሕ ግዜያት ደቁ ኣንስትዮ፡ ኣዝዩ ብዝተራቀቀን፡ ጉርሕን ሓይልን ዝተሓወሶ ገበን ቅትለት ፈጺመን ኣብ መዝገብ ቅትለት ክሰፍራ ተራእየን እየን። ንሎሚ እምበኣር ካብዘን ብሓደ ቅትለት ከይዓረፋ፡ ተደጋጋሚ ቅትለትContinue reading “5 ዝበዝሑ ሰባት ዝቀተላ ደቂ ኣንስትዮ ዓለምና።”
Category Archives: Non classé
ዕላል ኢንተርነት/ድኽነትን ምዕባለን
@Hani Ahmed ቅድሚ ቲ ከነዕልለሉ ዝተቋጸርና መዓልቲ ምእካሉ ኣፍልጦይ ኣብ ድኽነትን ምዕባለን ንእስ ዝበለ ንባብ ኣካይደ ነይረ። ድኽነት ከም ኣምርን ኩነትን ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ዝጸንሐ ኢዩ። ምናልባት በዚ ናይ ሎሚ መዐየሪታት እንተዓቂናዮ ውን ዝበዝሐ ታሪኽ ናይ ወዲ ሰብ ታሪኽ ድኽነት ኢዩ። ድኽነት ግን ስእነት ገንዘብ ጥራይ ድዩ? ወላስ ካልእ ቁኝቁኛ ኣለዎ? ስለምንታይ ከ ሰባት ይደኽዩContinue reading “ዕላል ኢንተርነት/ድኽነትን ምዕባለን”
ዕላል ኢንተርነት/ሃይማኖት’ዶ ሃይማኖታዊ ጥሩፍነት?
ኣብ ርሑቕ ሃገራት ምብራቕ ኣብ መንጎ ተኸተልቲ ክልተ ሃይማኖታት ብሰንኪ ዝተወልዐ ግጭት ኣብ ማዕከናት ዜናን ማሕበራዊ ገጻትን ዓብላሊ ኣርእስቲ ኮይኑ ቀንዩ። ከም ልሙድ ሰዓት ቆጸራይ ከይኣኸለ ምስታ ትንግርታዊት መሓዛይ ከውግዕ ናብቲ ምስ ርሑቕ ዘቀራርብ፣ ቀረባ ዘረሓሕቕ ኢንተርነት ካፈ ኣምሪሐ። ቆጸራና ገና ዓሰርተ ደቓይቕ ተሪፍዎ ስለዝነበረ ማሕበራዊ ገጻተይ ከፊተ ሓደሽ ነገር ክርኢ ክፈታትሽ ጀሚረ። ገጻት ፈይስContinue reading “ዕላል ኢንተርነት/ሃይማኖት’ዶ ሃይማኖታዊ ጥሩፍነት?”
ዕላል ኢንተርነት/ሓድሕዳዊ ምብህሃል
ሓድሕዳዊ ምብህሃል ሓደ ካብቲ ክንመልኮ ዝግብኣና ንጥፈት ኢዩ። ኣብ መዓልታዊ ሂወትና ዘጋጥሙና ብድሆታት፣ ሓደስቲ ሰባት፣ ጸገማትን ዕድላትን ብግቡእ ንኽንጥቀመሉን ክንወጻጽኦን ምልከት ሓድሕዳዊ ምብህሃል ኣገዳሲ ኢዩ። እንተኾነ ኾነ ግን ከመይ ገይርካ ይምለኽ? እንታይ እንታይ ክትገብር ይግብኣካ? ወላ ሓንቲ እንዶ ኣይነበረንን። እዛ ናይ ኢንተርነት ቅጭን መሓዛይ ብዛዕብኡ እንታይ ኮን ክትብለኒ ኢያ ኢለ ሰሙን ምሉእ ተጸብየያ። …………..” ሰላምContinue reading “ዕላል ኢንተርነት/ሓድሕዳዊ ምብህሃል”
ዕላል ብኢንተርነት/ግርጭታት ኣብ ምሕዝነት፡
ወላ’ኳ ዕለተ ቆጸራና እንተዘይኣኸለ፣ ብተዳጋጋሚ ኣብ መስመር ክተጸንሓኒ ቀንያ። ናጻ እንተላ እንተኣዕለለትኒ ኢለ ” ናይ ሕማም ከመይ ቀኒኺ?” ዝብል ሓጺር መልእኽቲ ሰዲደላ። ” ሰላም ቀንየ። ንስኻ ከ ከመይ ቀኒኻ?” ” “ሰላም ኢዩ ሰላም። ኣብዚ ሰሙን ብብዝሒ ኣብ መስመር ይርእየኪ ኣለኹ። ናይ ድሓን ዲኺ? ” ሕቶታት ከይጀመረት ተቐዳዲመ ሓቲተያ። “ሓቅኻ ኣለኻ። ኣይተረጋጋእኩን ቀንየ። ገለ እንተፈኾሰኒ ወይContinue reading “ዕላል ብኢንተርነት/ግርጭታት ኣብ ምሕዝነት፡”
ዕላል ኢንተርነት/ምሁር ከመይ ዝበለ ኢዩ?
ዕላላ ብጣዕሚ ናፊቐዮ ቀንየ። ሰሙን ከመይ ገይሩ ሓሊፉ ኣየተረድኣንን። ሰዓት ቆጸራይ ምስ ኣኸለ ኣሸበሸብ ናብ ኢንተርኔት ካፈ ኣምሪሐ። ከምዚ ከማይ ግዲ ኮይና ቅድሚ ውሑዳት ካልኢታት ዝሰደደትልይ፣ ” ተናፋቒ ከመይ ቀኒኻ?” ዝብል መልእኽእቲ ኣብ ሜሰንጀረይ ምስ ጸንሓኒ ብታሕጓስ ግይጽ ግይጽ ክብል ጀሚረ። ” ኩሉ ሊላይ እዩ። ስራሕ ከመይ ቀንዩ? ተስፋ ይገብር ጽቡቕ ቀኒኺ ክትኮኒ?” ዓጸፋ መሊሰላ።Continue reading “ዕላል ኢንተርነት/ምሁር ከመይ ዝበለ ኢዩ?”
ዕላል ኢንተርነት፡ምምህርናን ስርዓተ ትምህርትን፡
@ Hani Ahmed ምስታ ሓዳሽ ናይ ኢንተርነት መሓዛይ መዓልቲ ቆጸራ ክኣኽለለይ ከም ጥንስቲ መዓልታት ክጽብጽብ ቀንየ። ሰዓት ቆጸራይ ደበኽ ምስ በለ ተቐዳዲመ ኢየ ናብ ኢንተርነት ካፈ ኣምሪሐ። ” መምህር ከመይ ቀኒኺ??” ኮፍ ከይበልኩ ኢየ ጽሒፈላ። ” ሰላም ተማሃራይ ። ” ” ይቐሬታ ………. ይቕሬታ ጀነራል ዝብል ኣፍ ኢዩ። ሰላም ቀንየ። ከመይ ብወገንካ?” ” ኩሉ ሰናይContinue reading “ዕላል ኢንተርነት፡ምምህርናን ስርዓተ ትምህርትን፡”
ዕላል ብኢንተርነት
ሓዳሽ መሓዛ ——————————————— ሰክሪን ሞባይለይ ጠዋዊቐ ገጻት ማሕበራዊ መራኸቢታተይ ከፊተ ሓቤሬታን ወረን ክምእርር ኣሃዱ ምስ በልኩ፣ ኣብ ናይ ፈይስቡክ ገጻተይ ናይ ምሕዝነት ሕቶ ( friend request) ከምዘለኒ ኣሰተውዒለ። ወዮ ናይ ምሕዝነት ሕቶ ክፍት ከብሎን ናይ ሓንቲ ቆንጆ ስእሊ ጎፍ ክብለንን ሓደ ኮይኑ። ወላዃ ማህደር ዝኽርታተይ ፈቲሸ ክዝክራካ እንተዘይክኣልኩ፣ ሕቶኣ ብኻ ሕቶ ፍቕሪ ኮይንለይ እንዳ በልኩContinue reading “ዕላል ብኢንተርነት”
ተኣምራታዊ ጆን ሊ!
ንዝተዋህቦ ናይ ሞት ውሳነ ዳግመ ግምት ክገብርሉ ተገዲዶም እዮም፡ምኽንያቱ ክቐትልዎ ስለ ዘይከኣሉ።ጆን ባባካምብ ሊ ብዝያዳ እቲ ዘይሕነቕ ሰብኣይ ብዝብል ቅጽል ስም ዝጽዋዕ ማእከል ናይ 19 ክ/ዘ ዘይተፈትሐ ምስጢራት ብርጣንያ እዩ።ሊ ዝጽውዓሉ ቅጽል ስም ”ባባካምፕ”ካብታ ብዘስካሕክሕ ቅትለት ተኸሲሱ ዝመጸላ ኣሰልቻዊት ናይ ብርጣንያ ከተማ እዩ መጽዩ።ሊ ነታ ንቡር ከይፈተነት ዝነበረት አማ ኪስ ኣገልጋሊ ኮይኑ እዩ ዝሰርሕ ነይሩ።እንተኾነContinue reading “ተኣምራታዊ ጆን ሊ!”
